ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094
ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094
ባሕረ ሓሳብ ፡ሓሳበ ዘመን 2018 ዓ.ም. ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ…
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ “ወሐድሱ ልበክሙ። / አእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ።” (ሮሜ. ፲፪፡፪/12:2) ክቡራንን ክቡራትን፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን…
“ጋሻ ዚኮነ ጸልማት” ታሪኽን አፈጣጥራ ናይዛ ዓለም አብ እንምርምረሉ፡ካብ ብርሃን ዘይኮነ ካብ ጸልማት እዩ ዚጅምር። ሰማይ ምድር አብ ዚተፈጥ ርሉ…
ዓርቢ ስቅለት እንቓዕ ብሰላም አፈጸመና!! ምሥጢር እታ ደብዳቤ ጎይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ዚተሰቕለሉ መስቀል 7እመትን ፈረቓን ነበረ።ቤተ አይሁድ ነቲ ሓደ እመት…
ሊቶስጥሮስ ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ዓርቢ ረፋድ ሰዓት ትሽዓተ አብታ ከተማ መመሊሱ እናሓየለ ህውከትን ናዕብን እናበርትዐ ምስከደ ንአይሁድ…
“ጋሻ ዚኮነ ጸልማት ታሪኽን አፈጣጥራ ናይዛ ዓለም አብ እንምርምረሉ፡ካብ ብርሃን ዘይኮነ ካብ ጸልማት እዩ ዚጅምር። ሰማይን ምድርን አብ ዚተፈጥርሉ ብዘይ…
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። አምላከ ሕያዋን እግዚአብሔር እንቋዕ ካብ ዘመን ናብ ዘመን እናሳገረ፤ ናብቲ ባሪኹን ቀዲሱን ዝሃበና…
ብዕለት 02 የካቲት ካብ ኤርትራ ዝመጹ ልዑኻት ቅዱስ ሲኖዶስ ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስን ሊቀ ጳጳስ…
ሎሚ ዕለት 18 ጥር 2017 ዓ.ም (26/01/2025) ሥርዓተ ሢመት ወጸሎተ ተቀብዖ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ 6ይ ፓትርያርክ ኣብ ርእሰ…
ትማሊ ዕለት 30 ኅዳር 2017 ዓ.ም.ግ (09/12/2024 ፈ.) 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ንምምራጽ ኣብ ዝተገብረ ጉባኤ ሊቀ…
ናይ መጀመርያ አመንቲ”ናይ ትንሣኤ መሰኻኽር”ተባሂሎም ተጸዊዖም። ሓዋርያት በዚ ስም ይፍለጡ፡ “ምስክረይ ክትኮኑ” ብምባል ክርስቶስ ሰማያዊ ስልጣን ሃቦም፡(ሉቃ 24፥48) ይሁዳ ንክርስቶስ…
ቅድስት በኣታ ለማርያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ጆሃንስበርግ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!!…
ጸናጽል ድምጹ ኣዝዩ ጥዑም ዚኮነ ናይ ምስጋና ንዋያተ ቅድሳት እዩ። ካብ ጥንቲ ሌዋውያን ሎሚ ክሳብ ዘሎው ግሩማን ናይ ሓዲስ ቤተ…
ስለምንታይ ብሕይወት ምንባር ተቓርጽ? እዛ ሕይወት መቐረት ስለ ዚሰአንካላ ዲኻ? ናብራ ስደት ስለ ዚኸበደካ? ትርጉም ሕይወት ስለ ዘይተረደካ? ስለምንታይ ምንባር…
ሞተ በፍቃዱ ወተቀብረ በሥምረቱ ሞተ ከመ ይቅትሎ ለሞት (ብፍቃዱ ሞተ ብፍታዉ ድማ ተቀብረ ንሞት ክስዕሮ ሞተ)ቅዳሴ ቅዱስ ዮሓንስ ወልደ ነጎድጋድ…
ካብቶም ብዕለት ዓርቢ ድዝየሙ ዜማ ሓደ እዩ። ቃሉ ናይ ጽርዕ ኮይኑ ትርጉሙ ድማ ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግ ስትከ(ኦ ጎይታ በታ…
ኣብ ምድረ እስራኤል፡ ካብ ባሕሪ ገሊላ ንሸነክ ምዕራብ ዝርከብ እምባ እዩ። ቅዱስ ወንጌል (ማቴ. 17፡1-13) ከም ዝነግረና፡ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን…
አምጻኤ ዓለማትን ፈጣሬ ፍጥረታትን ልዑል እግዚአብሔር ብዕለተ እሑድ ሾብዓተ ሰማያት ምስ ፈጠረ፡ ማእምራን (ፈላጣት) ከምኡ`ውን ለባውያን (ዝሓስቡ) ገይሩ ንመላእክት ፈጠሮም።…
ኅቱም መጽሓፍ
ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ነብያት ዝኾነ ቅዱስ ኢሳይያስ ኣብ መጽ ሓፍ ትንቢቱ ንዘልኣለም ዘይልወጥ ማኅተም ድንግልና እመቤ ታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ብኣምሳል ኅቱም መጽሓፍ ብኣዝዩ ረቂቅ ምስጢራዊ ብምግላጹ ሊቃውንቲ ቤተክርስቲያ ን‘‘ድንግል ማርያም መጽሓፉ ለኢሳያስ’’ ብምባል ይጽውዕዋ።
ብዛዕባ ጽዮን ድማ፣ እዝን እትን ኣብኣ ተወሊዶም፣ ኪበሀል እዩ፣ እቲ ልዑልውን ባዕሉ ኼጽንዓ እዩ።
“ንጹኃን ልቢ ንኣምላኽ ክርእይዎ እዮም እሞ ብፁኣን እዮም ።” ኢሉና እዩ ማቴ.5፥8። እሞ ኣብ ዘመን ነብያቱ ዝኾነ ዘንጊዕና፥ነቲ ቀጥታ ባዕሉ ዝበለናውን’ዶ ኣይፋል ክንብል ክንደፍር ኢና ፧ ዝገርም እዩ። ብካልእ ወገን’ውን ሓዋርያት ብኣመክንዮም “ዘይፍለጥ ሥውር ኣይኮነን፥እንታይ ደኣ ብኦሪትን ብነብያትን ብርግጽ ፈሊጥናዮ ኢና።” ንዝበልዎ ንጹህን ጽኑዕን ዝኾነ ትምህርቲ እምነት ዘይምቕባል እዩ።